Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ 10 ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ 10 ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም።
 
ብመሰረት እዚ፦
 
1. ዶ/ር ቀንዓ ያደታ፥ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር
 
2. ዶ/ር ጌድዮን ጢሞቴዎስ፥ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ
 
3. ዶ/ር ሳሙኤል ሁርካቶ፥ ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዋት ትካላት ትምህርትን
 
4. ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ሚኒስትር ማዕድንን ነዳዲን
 
5. ኣይተ ተስፋዬ ዳባ፥ ምክትል ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ
 
6. ኣይተ ዮሐንስ ቧያለው፥ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ስትራቴጂክ መፅናዕቲ ርክብ ወፃኢ ኢትዮጵያ
 
7. ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ
 
8. ኢንጂነር እንደአወቅ ኣብቴ፥ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ኢንጅኔሪንግ ብረታ ብረት
 
9. ኣይተ ፍቃዱ ፀጋ፥ ምክትል ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ
 
10. ፕሮፌሰር ኂሩት ወልደ ማርያም ብመዓርግ ሚኒስትር ኣማኻሪት ዓውዲ ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም።
 
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.