Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።

እቲ ስምምዕ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀጣና ናፃ ንግዲ ድሬዳዋ ብምእታው ምስራሕ ዘኽእሎ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪንግ ሆል ሴል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሙሉነህ ለማን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰን ከታሞም ከምዘንበርሉ ካብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.