Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዘመን ዘህነፆ ሓዱሽ ዋና ቤት ዕዮ ቀፃሊ ቀዳም ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዘመን ዘህነፆ ሓዱሽ ዋና ቤት ዕዮ ቀፃሊ ቀዳም ክምረቕ ኢዩ።

ኣቦ መንበር ቦርድ እቲ ባንኪ ኣይተ ኤርሚያስ እሸቱ፥ እቲ ባንኪ ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ብምጥቃም ንዓማዊሉ ቅልጥፉን ኣተኣማማኒን ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ ኢሎም።

ባንኪ ዘመን ዘህነፆ ሓዱሽ ዋና ቤት ዕዮ ቀፃሊ ቀዳም ክምረቕ ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።

ባንኪ ዘመን ቅድሚ 15 ዓመት ብ87 ሚሊየን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ እንትኸውን፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን 100 ቅርንጫፋት ከምዘለውዎ ተዛሪቦም።

ብሜሮን ሙሉጌታን መላኩ ገድፍን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.