Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ተፀዋዕቲ ትካላትን ምስ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ብምዃን ንዓቕመ ደካማታት ዝሃነፁዎም ገዛውቲ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ተፀዋዕቲ ትካላትን ምስ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ብምውዳድ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ንዓቕመ ደካማታት ዝሃነፁዎም ገዛውቲ ንተጠቀምቲ ኣመሓላሊፎም።

ንዓቕመ ደካማ መራሕቲ ስድራ ዝተመሓላለፉ 31 ኣባይቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ኣባላት ካቢኔን ከምዝተረኸቡ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.