Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ልኡኽ ኮሪያ ኣብ ዝሰርሐሎም ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ልኡኽ ኮሪያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝሰርሐሎም ዝርዝር ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ።

ብሊ ሄኢሲኦክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኮሪያ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ተፀዋዒ ሓጋዚ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምህረቱ ሻንቆ (ረ/ፕ) ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ከም ሃገር ዘጋጥሙ ፀገማት ብብቕዓት ንምውፃእ ዓቕሚ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምድንፋዕኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት ገይሮም፡፡

ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ኮሪያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝበፅሐትሉ ብርኪ ምዕባለ ንምብፃሕ ዝሓለፈቶ ጉዕዞ ልምዓትን ዕቤትን ልውውጥ ልምዲ ምግባር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ከምዝተዛተዩ ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.