Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ መበል 47 ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ፃንሒቱ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት 2013 ዓ.ም እታ ከተማ ብዝምልከት ብምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብተወሳኺ ሹመት ዳያኑ፣ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 እቲ ምምሕዳር ብምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር ክበል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.