Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝቐረቡሉ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ፦

1ኛ. ኣይተ ጥራቱ በየነ – ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ መካየዲ ስራሕ ከተማ

2ኛ. ዶክተር መስከረም ፈለቀ – ሓላፊት ቢሮ ምምሕዳር ልምዓት ከተማ
3ኛ . ኢንጂነር ኣያልነሽ ሃይለማርያም – ሓላፊት ቢሮ ኮንስትራክሽን
4ኛ. ዶክተር መስከረም ምትኩ – ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላን
5ኛ. ዶክተር ሚልኬሳ ጃጋማ – ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ልምዓት መሬት

6ኛ. ዶክተር ሙሉቀን ሃብቱ – ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪ
7ኛ. ኣይተ ተፈራ ሞላ – ሓላፊ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊን
8ኛ. ኣይተ ሙሉጌታ ተፈራ – ሓላፊ ቢሮ እቶት ኮይኖም ተሸይሞም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.