Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 8ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 8ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ።

ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ምምሕዳር ከተማ ኣድስ ኣበባ ሰፊሕ ልዝብ ከምዝገበር ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢን ፕሬስ ሴክሬታሪያትን እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣዲስ ኣለም እንቻለው ገሊፆም፡፡

ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት 2013 ዓ.ም ኣቢያተ ፍርዲ እቲ ምምሕዳር ከተማ ከምዝግምግምን ዝተፈላለዩ ሽመታት ከምዘፅድቕን እውን ተዛሪቦም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.