Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብ ፃንሒቱ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት መንግስቲ እቲ ክልል ከምዝግምግም ተገሊፁ።

ረቂቕ ደንቢ ኣሰራርሓን ስነ ምግባርን ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ቃለ ጉባኤ ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪን ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.