Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ መበል ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ መበል ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለኣፈፃፅማ መደባት 2014 ዓ.ም ኣብቲ ጉባኤ ከቕርቡ ኢዮም ተባሂሉ።

ኣብ ምኽባር ሕጊ፣ ህንፀት ዘላቒ ሰላምን ምስ ጎረባብቲ ክልልት ዘሎ ምትእስሳር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ብምጥማት ዘተ ድሕሪ ምግባር ኣንፈት ክቕመጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ንኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት፥ በጀት 2015 ዓ.ም ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መመሓየሺ ኣዋጃተን ሹመታትን ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብምንይችል ኣዘዘው

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.