Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ሹመት ኣባላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ሹመት ኣባለት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ፥

1- ም/ርእሰ ምምሕዳር፦ ኤላማ አቡበከር

2-  ብም/ርእሠ ምምሕዳር ማዕርግ ኣተሓባባሪ ክላስተር ጉዳያት ሰናይ መምሕዳር ፦ አህመድ መሀመድ ሁሴን

3- ብም/ርዕሠ ምምሕዳር ማዕርግ ኣተሓባባሪ ክላስተር ኢኮኖሚ ፦ አሊ ሁሴን ዌኢሳ

4- ብም/ርእሰ ምምሕዳር ማዕርግ የኣተሓባባሪት ክላስተር ማሕበራዊ ፦ ወ/ሮ አሚና ሴኮ

5- ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስን ኢኮኖሚን ልምዓት፦ አህመድ መሀመድ

6- ተፀዋዒ መንግስቲ ቤት ምኽሪ  ፦ ኢሴ አደም

7- ናይቲ ምክር ቤት ሓጋዚ ተፀዋዒ፦ መሀመድ ሁሴን

8- ናይቲ ምክር ቤት ሓጋዚ ተፀዋዒ፦ መሀመድ አህመድ አሊ

9- ነይቲ ክልል ጠቅላይ ዓቃቤ ህጊ ፦ ወ/ሮ ፋጡማ መሀመድ ያሲን

10- ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን፦ ወ/ሮ ኤይሻ ያሲን

11-  ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን፦ አህመድ አብዱልቃድር

12-  ሓላፊ ቢሮ ማይን ኢነርጂን፦ አህመድ ሻሚ

13-    ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ፦ ያሲን ሀቢብ

14-  ሓላፈ ቢሮ ትምህርቲ፦ አሊ መሀመድ አሲያይቱ

15- ሓላፊ ቢሮ እንስሳትን ግብርናን፦ ሀጂ ኢብራሂም ኡስማን

16- ሓላፊ በሮ ሰላምን ፀጥታን፦ ኢብራሂም ሁመድ

17- ሓላፊ ቢሮ ንግዲ፦ መሀመድ ሁመድ

18- ሓላፊ ቢሮ ሲቪል ሰርቢስ ፦ መሀመድ አህመድ

19-  ሓላፊ ቢሮ መንገዲ፦ አደም ሀባና

20- ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን፦ መሀመድ ሁመድ

21- ሓላፊ ቢሮ ገቢዎች ፦ መሀመድ ሀሰን

22- ሓላፊ ቢሮ ቴክኒክን ሙያ ኢንተርፕራይዝን፦ መሪየም ዊሊሳ

23- ሓላፊ ቢሮ ከባቢ ሓለዋ ፦ አህመድ ኢብራሂም

24- ሓላፊ ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳያት፦ አሊ ዘይኑ

25- ሓላፊ ቢሮ ከተማ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን፦ አህመድ ኑር ሳሊም ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.