Fana: At a Speed of Life!

ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ክልል ሲዳማን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ክልል ሲዳማን ንሰራዊት ምክልኻል ዘሰናድኡዎ ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ሚኒስትር ዲኤታ ምክልኻል ማርታ ሊዊጂ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣረኪቦም።

ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል 10 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ፡፡

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ፍቃዱ ሰቦቃ ከመዝገለፁዎ፥ እቲ ሓገዝ ዝተፈላለዩ ወፃኢታት ብምንካይ ካብ ዓመታዊ በጀትን ካብ መሃያ ስሕተኛታትን ዝተኣከበ ኢዩ።

ብተመሳሳሊ ክልል ሲዳማ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 60 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ፡፡

እቲ ክልል 50 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብን 317 ሰንጋታት፣ 617 ኣባጊዕን ኣጣልን፣ ደረቕ ስንቂን ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን ብዓይነት ኣበርኪቱ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.