Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ጉባኤ ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጉባኤ ሃረሪ 6ይ ዙር 2ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ÷ ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ጉባኤ ክልል ሃረሪ ኣይተ ሙህየዲን አህመድን ምክትል ኣፈ -ጉባኤ ወይዘሮ ዚነት ዩሱፍን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል ተረኺቦም።

እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ስሩዕ ጉባኤ÷ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ወርሒ ዘፈር ባህሊ፣ ሓድጊን ቱሪዝምን ከምኡ እውን ዓውዲ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ብምግምጋም ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ከቕምጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ኣብቲ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ እውን ካብ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.