Fana: At a Speed of Life!

ብካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ፀሎት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ፀሎት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይካየድ ኣሎ።

ንሰላም ሓድነትን ሃገር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምስጋናን÷ ኣብ ትሕቲ ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝርከቡ መራሕቲ፣ ኣቦታት፣ ዘማሪያን፣ መጋቢታት ኣቢያተ ክርስቲያንን ካልኦትን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.