Fana: At a Speed of Life!

ትምህርቲ ቋንቋ ኣምሓርኛ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሞስኮ ካብ መስከረም ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትምህርቲ ቋንቋ ኣምሓርኛ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሞስኮ ካብ መስከረም ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ።

ዓለም ለኸ ኣገልግሎት ዜናን ሬዲዮን ስፑትኒክ ከምዝፀብፀቦ፥ ኣብ ተስፋታት ምትሕብባር ኢኮኖሚ ሩሲያን ኣፍሪካን ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ።

እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ሩሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ሃገራት ኣፍሪካ ምትሕብባር ንምፍጣር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ ዘተ ካብ ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ሩሲያን ኣፍሪካን ዝተውፃእፅኡ ተመራመርቲ ታሪክን ሓለፍቲ ስራሕን ተረኺቦም።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ አስያን ኣፍሪካን ኣሌክሲ ማስሎቭ ካብ ቀፃሊ ወርሒ መስከረም ጀሚሩ እንተነኣሰ ኣብ ኣርባዕተ ኣብያተ ትምህርቲ ሞስኮ ቋንቋ ኣምሓርኛን ስዋሂሊን ምምሃር ክጅምራ ኢየን ኢሎም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.