Fana: At a Speed of Life!

ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ን80 ሺሕ ተመዛበልቲ ተምሃሮ ዝገብሮ ሓገዝ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤይድ) ንሓደ ሚሊየን ዶላር በጀት ን80 ሺሕ ተመዛበልቲ ተምሃሮ ዝገብሮ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓፋር ጀሚሩ።

እቲ ሓገዝ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ቴሪስ ጃንኮብሶን ኣብ ዓፋር ከተማ ሰመራ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መግለኪቦ ተረኸቢን ምርካበን ትካል መራኸቢ ሓፋሽ ዓፋር ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.