Fana: At a Speed of Life!

ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝግበር በረራ ኣየር ብምኽኒያት ዝተፈጠረ ዘይፅቡቕ ኩነታት ኣየር ኣብ ቀረባ ኣብ ዝርከቡ መዕርፎ ነፈርቲ ንክዓልቡ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምኽኒያት ዝተፈጠረ ዘይፅቡቕ ኩነታት ኣየር ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝግበር በረራ ኣየር ኣብ ቀረባ ኣብ ዝርከቡ መዕርፎ ነፈርቲ ንክዓልቡ ይግበር ከምዘሎ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝገለፆ፥ ብምኽኒያት ዝተፈጠረ ዘይፅቡቕ ኩነታት ኣየር ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝግበር በረራ ኣየር ኣብ ቀረባ ኣብ ዝርከቡ መዕርፎ ነፈርቲ ንክዓልቡ ይግበር ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

እቲ ኩነታት ኣየር ናብ ንቡር እንትምለስ ንዓማዊሉ ከምዘፍልጥ እውን ተዛሪቡ።

ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ነዝተፈጠረ ፀገም ንዓማዊሉ ይቕሬታ ሓቲቱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.