Fana: At a Speed of Life!

ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ ልዕሊ 270 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ ልዕሊ 270 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ።

እቲ ሓገዝ ዝተኣኻኸበ፥ 18 ሓምለ 2013 ዓ.ም ንግድብ ህዳሰ ሓገዝ መተኣኻኸቢ ዝተሰናደአ መርበብ ሓበሬታ መሰረት ብምግባር ዝተሰናደአ www.mygerd.com ፕላትፎርም ብምጥቃም ኢዩ፡፡

ካብቲ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ የኢትዮጵያን ርብርብ እናገበሩ ፀኒሖም ኢዮም፡፡

በትልቅ ዓለም አቀፋዊ ጫና ውስጥ የታየው ርብርብ ከፍተኛ የትብብርና የአንድነት ስሜት የታየበት ነውም ተብሏል፡፡

ብመሰረት እዚ ድማ ክሳብ ሕዚ 1 ሺሕን 855 ነገድቲ ተሳቲፎምሉ 270 ሺሕን 952 ዶላር ኣሜሪካ ምትእኽኻብ ክእከብ ከምዝኸኣለ ካብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.