Fana: At a Speed of Life!

ንመፃኢ ወለዶ ነረክባ ኢትዮጵያ ኩሉ ብሰላም ዝነብረላን ለምለም ምድሪን ንምግባር ሓቢርና ንስራሕ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ”ንመፃኢ ወለዶ ነረክባ ኢትዮጵያ ኩሉ ብሰላም ዝነብረላን ለምለም ምድሪን ንምግባር ሓቢርና ንስራሕ” ክብሉ ፀዊዖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒትር “ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣብ ዕለት ጁምዓ ንነብሱ ብይቕረ በሃላይነት ኣፅኒዑ፣ ክዳውንቲ ብፅቡቕ መዓዛ ኣፅሪዩ ኣብ እንዳ ፈጣሪኡ ዝእከበሉ ዝተፈተወት መዓልቲ” ከምዝኾነት ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገጾም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ኣፍሊጦም።

ሙስሊም ወገናት እታ መዓልቲ ንሰላም ሃገሮም ዝፅልዩላ ከምኡ እውን ንወለዶ ዝሓልፍ ሰናይ ኣሰር ዘዕርፉላ ክኸውን ከምዝግባእ እውን ፃውዒት ኣቕሪቦም።

“ንመፃኢ ወለዶ ነረክባ ኢትዮጵያ ኩሉ ብሰላም ዝነብረላን ለምለም ምድሪን ንምግባር ሓቢርና ንስራሕ” ክብሉ ፀዊዖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.