Fana: At a Speed of Life!

ንኢትዮጵያን ዝመረፀና ህዝቢን ብእምነት ንምግልጋል ድሉዋት ኢና- ሓደሽቲ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ፤ 13 መስከረም 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኢትዮጵያን ዝመረፀና ህዝቢን ብእምነት ንምግልጋል ድሉዋት ከምዝኾኑ ሓደሽቲ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም።

እቲ ቤተ ምኽሪ፥ ቅድም ክብል ካብ ዝነበሮ ብዝሐሸ መልክዑ ዝተፈላለዩ ድምፂታት ዝስምዑሉ ከምዝኸውን ተገሊፁ።

ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተወዳዲሮም ዝተዓወቱ ኣባላት ፓርላማ ስልጠናን ምፍላጥ ስራሕን ተገይሩሎም።

ኣብቲ ስልጠና ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ተወዳዲሮም ዝተዓወቱ ተመረፅቲ ተሳቲፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.