Fana: At a Speed of Life!

ንኣገልግሎትን ተበፃሕነትን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝምጥን ሪፎርም ዓውዲ ድሕንነት ኣቪዬሽን ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣገልግሎትን ተበፃሕነትን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝምጥን ሪፎርም ዓውዲ ድሕንነት ኣቪዬሽን ከምዝተገበረ ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።

እቲ ኣብ ትሕቲ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ዝርከብን ከምብሓዱሽ ዝተወደበን ዋና መምርሒ ድሕንነት ሲቪል አቪዬሽን ስራሕቲ ሪፎርሙ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዑደት ተገይሩሉ።

ኣብቲ ዑደት ዝተረኸቡ እቶም ዳይሬክተር ጀነራል፥ እቲ ቤት ዕዮ ምስ ድሕንነት ኣቪዬሽን ብምዝማድ ዝረኣይዎ ውሱንነታት ዝጠመተ ሰፊሕ መፅናዕቲ ብምግባር ዘድሊ ሪፎርም ከምዝተገበረሉ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ ንኣገልግሎትን ተበፃሕነትን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝምጥን ሪፎርም ዓውዲ ድሕንነት ኣቪዬሽን ከምዝተገበረ ምግላፆም ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ሓቢሩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.