Fana: At a Speed of Life!

ኢሬቻ ብሰላማዊ ከነታት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበርኩም ኩሉኹም ኢትዮጵያ ተመስግነኩም- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ፍቕሪ ፣ ይቕሬታን ሓድነትን በዓል ዝኸነ  ኢሬቻ ኢሬቻ ብሰላማዊ ከነታት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበርኩም ኩሉኹም ኢትዮጵያ ተመስግነኩም ክብሉ ቀዳማየ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

በዓለ ኢረቻ 2014 ዓ.ም በደሙቕ ኩነታት ኣኽቢርና ኢና ዝበሉ ቀዳማየ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኢሬቻ ናይ ምስጋና ፣ ዕርቀ ሰነያን ሰላምን በዓል ምኻኑ ተዛሪቦም።

ኢሬቻ ብሰላማዊ ከነታት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበርኩም ኩሉኹም ኢትዮጵያ ተመስግነኩም ኢሎም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.