Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ሊግ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ህዳሰ ግድብ ዝገብሮ ኢድ ኣእታውነት ብምቅዋም ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ደብዳበ ፅሒፋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ሃገራት ሊግ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ህዳሰ ግድብ ዝገብሮኦ ኢድ ኣእታውነት ብምቅዋም ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ደብዳበ ፅሒፋ።

እቲ ደብዳበ ሊግ ዓረብ ናብ ሓፈሻዊ ጉባኤን ቤት ምኽሪ ፀፅታን ውሕመ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጣልቃ ብምእታው ዝፀሓፎ ዝቃወም እንትኸውን፥ ኣብ ምላሻ ድማ ዘለዋ ተቓውሞ ብደብዳበ ምፅሓፋ ተገሊፁ።

ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ እቲ ግድብ ብዝሓዝኡ ቅዋም ሊግ ዓረብ ጣልቃ ምእታዉ ተቐባልነት ኣይብሉን ብዝብል ብደብዳበ ውድቂ ከምዝገበረት ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.