Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 27 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣብ ሀንዲ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 27 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ይሳተፍ ኣሎ።

ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን፥ ዓውዲ ኢንቨስትመንት፣ ኩለ መዳይ ዕድላትን ኣማራፅታትን ኢትዮጵያ ኣብቲ ጉባኤ ከምዘፋለጡ ተገሊፁ።

ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ኤጀንሲታት ፕሮሜሸን ኢንቨስትመንት ከመዝተላዘቡ ኣብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.