Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካውያን ብኣፍሪካውያን ንክፍታሕ ልዑል እምነት ኣለዋ-ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካውያን ብኣፍሪካውያን ንክፍታሕ ልዑል እምነት ኣለዋ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ገሊፆም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ  ቤጂንግ ንዝርከቡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣባል ተተካእቲ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰንኪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈጠረ ጎንፂ፥ መንግስቲ ብሰለማዊ መገዲ ንክፍታሕ ዕቱብ ፃዕሪ ይገብር ከምዘሎ ገሊፆም።

ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካውያን ብኣፍሪካውያን ንክፍታሕ ልዑል እምነት ኣለዋ እውን ኢሎም።

ስለዝኾነ እቲ ብሕብረት ኣፍሪካ ዝግበር ድርድር ሰላም ማሕበረሰብ ዓለም ደገፍ ንክገብር ሓቲቶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.