Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ቴሌ ብር ዝተዛመደ ቴክኖሎጂ ዕድጊት  ወግዓዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ቴሌ ብር ዝተዛመደ ቴክኖሎጂ ዕድጊት  ወግዓዊ ገይሩ።

ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ሲኔት ሶፍትዌር ቴክኖሎጅስ ብምሕብባር  ነቲ ቴክኖሎጂ ዕላዊ ከምዝገበረ ተገሊፁ።

እቲ ሓዱሽ ቴክኖሎጂ ቅልጡፍን ኣተኣማማኒን ብዝኾነ መገዲ ግዘ ዓዳጊን ሸያጥን  ምቑጣብ ዘኽእል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ኣብዛ ሃገር ዘሎ ዝውውር ገንዘብ ብምቅልጣፍ ከይዲ ዕዳጋ ኣተኣማማኒ ሰረት ንክህልዎ ዝገበር ኢዩ ተባሂሉ።

ብኣዲሱ ሙሉነህ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.