Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎቱ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንምዝማን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎቱ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንምዝማን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬ ህይወት ታምሩን ሓላፊ ቢሮ እቶት እቲ ክልል ወ/ሮ መስከረም ደበበን ከምኡወን ከንቲባ ከተማ ሸገር ተሾመ ኣዱኛ (ዶ/ር)ን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ ክልል ብዘበናዊ ቴክኖሎጂን ዲጂታል ኣሰራርሓን ዝተሓገዙ ንክኾኑ ዘኽእል ኣወሃህባ ኣገልግሎት ከምዝህሊ ተሓቢሩ።

ብምንተስኖት ሙሉጌታ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.