Fana: At a Speed of Life!

ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድልዮ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ክሳብ 2045 ዓ.ም.ፈ ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ከምዘድልዮ ትካል ሃገራት ለኣኺ ነዳዲ (ኦፔክ)  ገሊፁ።

ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ሃይታም ኣል ጋይስ፥ ዓለም ለኸ ደልየት ነዳዲ ይውስኽ ከምዘሎ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ ኣብ ነዳዲ ዘይቲ ዝግበሩ ኢንቨስትመንታት ክቕፅሉ ይግባእ ኢሎም።

ይኹን እንበር ካብ ካርቦን ናፃ ዝኾነት ዓለም ንምፍጣር ዘድልዩ ቴክኖሎጂታት ክተባባዕ ከምዝግባእ ሓቢሮም።

ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድልዮ ምግላፆም ኣብ ፒፕልስ ጋዜት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.