Fana: At a Speed of Life!

ኢንጂነር አዜብ አስናቀ ክሲ ተመስሪቱወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ዋና ፈፃሚት ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኢንጂነር  ኣዜብ አስናቀ ክሲ ተመስሪቱወን።

ኣብቲ ዝተመስረተ መዝገብ ክሲ፥ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ዝነበሩ ኮሎኔል ሙሉ ወልደ ገብርኤል ሓዊሱ 50 ሰባት ይርከቡዎ።

እቲ ክሲ ምስ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝተኻየደ ስራሕቲ ምቑራፅ ኣእዋም ተተሓሒዙ ኢዩ።

ኢንጂነር ኣዜብ ኣስናቀ ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዓ.ም ካብ ሓላፍነተን ምልዓለን ይዝከር

ፍልፍል፦ ግዜኢ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.