Fana: At a Speed of Life!

 ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኳታር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኳታር ሼኽ መሓመድ ቢን ኣብዱልራህማን ኣል ታህኒ ተዛቲዮም።

እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊን ቀርኒ ኣፍሪካን ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት በምድሃብ ከምዝተዛተዩ ካብ ሚ ኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኳታር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከምኡ እውን ኣፈላላያት ብሰላማዊን ዲፕሎማሲያዊን መገዲታት ምፍታሕ ወሳኒ ከምዝኾነ እቶም መራሕቲ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.