Fana: At a Speed of Life!

ኣስታት 30 ሚኢታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጀመራ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣስታት 30 ሚኢታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ትማሊ ከምዝጀመራ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ገሊፁ።

እቲ ሚኒስቴር ካልኦት ኣብያተ ትምህርቲ እውን ኣብ ቀፃሊ እቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅምራ ኣፍሊጡ።

ስለዝኾነ ተምሃሮ ኣብተን ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ብቫይረስኮሮና ንከይልከፉ ግቡእ ጥንቃቐ ክገብሩ ከምዘለዎም ሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.