Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሳንፍራንሲስኮ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሳንፍራንሲስኮ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሰልፊ ኣካይዶም ።

እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ጁንታ ህወሓት ዝፈፀሞ ክሕደት ሃገርን ናይ ሕሶት ፕሮፖጋንዳን ዝዝርግሑ ሚዲያታት ዝኹንን ሰልፊ እዮም ኣካይዶም።

ተረፍ መረፍ እቲ ጁንታ ማሕበረሰብ ዓለም ብምድንጋር ንዝገብርዎ ዘለዎ ጵሮፓጋንዳ ኣውጊዞም።

ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህላወ ኢትዮጵያውያን ከምዝኾነ እውን ተዛሪቦም።

መንግስቲ ኣብቲ ግድብ ሒዝዎ ዘሎ ፍትሓዊ ቅዋም ደጊፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.