Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቃላይ ደንዲ ዘበናዊ ሎጂ ኢኮ-ቱሪዝም ንምህናጽ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ፕሮጀክት ገበታ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ቃላይ ደንዲ ዘበናዊ ሎጂ ኢኮ-ቱሪዝም ንምህናጽ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ።

ቃላይ ደንዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝርከብ እንትኸውን፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 127 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት ይርከብ።

እቲ እምነ ኹናዕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ኮንስትራክሽን ጣሊያን “ዊ ቢውልድ” ፒዬትሮ ሳሊኒን ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይን ከምዘንበሩዎ ኦቢኤን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.