Fana: At a Speed of Life!

ኣብ በጀት ዓመት 2015 ካብ ተተካእቲ ፍርያታት 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ሓደ ሺሕ ዝኾኑ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል÷ አአብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተወገኑ ገሊፆም፡፡

ብምዃኑ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ካብ ዝነበረ 52 ሚኢታዊ ዓቕሚ ምፍራይ ናብ 55 ሚኢታዊ ክብ ክብል ከምዝኸኣለ ብምሕባር÷ እዚ ድማ ንኣፍረይቲ ዓብዪ ዕቤት ከምዝኾነ ኣብሪሆም፡፡

ኣብ ዓውዲ ምፍራይ ብዝተሰርሐ ዕዉት ስራሕ 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ፍርያት ኣብ ውሽጢ ሃገር ብምፍራይ ሸርፊ ወፃኢ ክተርፍ ምግባር ከምዝተኸኣለ ገሊፆም፡፡

ብኤፍሬም ምትኩ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.