Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ብመሰረት ዝተገበሩ ስራሕቲ ሪፎርም ኣንፈታት እቶት ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ብመሰረት ዝተገበሩ ስራሕቲ ሪፎርም ኣንፈታት እቶት ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ።

ሚኒስቴር ገንዘብን ናብቲ ሚኒስቴር ተፀዋዕነቲ ዝኾና ትካላትን ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣሳሊጠን።

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኣብ ዝኾኑ ኣገልግሎት ፖስታ፣ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ኢትዮጵያ ቴሌኮምን ወዘተን ብመሰረት ዝተገበሩ ስራሕቲ ሪፎርም ኣንፈታት እቶት ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ ገሊፆም።

ኣተኣኻኽባ እቶን ንምምሕያሽ ምስ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ብምውዳድ ከምዝተሰርሐ ድማ ተዛሪቦም።

ብብርኪ ሃገር ሪፎርም ስቪል ሰርቪስ ተግባራዊ ኣብ ምግባር ሚኒስቴር ገንዘብ ደገፍ ከምዝገበረ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.