Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ኣብ ሰለስተ ዙራት ካብ 4 ነጥቢ 3 ክሳብ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ሰለስተ ዙራት ካብ 4 ነጥቢ 3 ክሳብ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።

ኣብ ቀዳማይ ዙር 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ከምኡውን ኣብ ካልኣይን ሳልሳይን ዙር ን4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝተገበረ ኢዩ ገሊፁ።

ኣብ ሰለስቲኦም ዙራት ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ደገፋት ከምዝተገበረ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተዬር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.