Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክታበት ሕማም ኮሌራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ ክታበት ሕማም ኮሌራ ተጀሚሩ።

እቲ ክትባት፥ ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ኢትዮጵያ፣ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ምምሕዳር ዞባ ደቡብን ብሓባር ብምዃን ኣጀሚረምዎ።

ብተወሳኺ ነበርትን መራሕቲ ሃይማኖትን ከምዝተሳተፉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.