Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ዝዓነው ሓድግታት ዳግም ብምህናፅ ዓውደ ቱሪዝም ንበፃሕቲ ክፍቲ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኮረናን ኲናትን ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ዳግም ንምጅማር ዘኽእል ንበፃሕቲ ክፍቲ ንምግባር ዘኽእል መርሃ ግብሪ ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መርሃ ገብሪ፥ ኣብ እዋን ኲናት ዕንወት ዘጋጠሞም ሓድግታት መሊስካ ግልጋሎት ንክህቡ ንምኽኣል ሚኒስቴር ቱሪዝምን ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይን ብሓባር ብምዃን ብዕሊ ኣጀሚረሙዎ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ቱሪዝም ፌዴሪኢ ስለሺ ግርማ ፣ ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፅበሃ ገብረእግዚአብሄር(ዶክተር )፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብም ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ብማህሌት ተኽለብርሃን

 

እቶም ተሳተፍቲ እቲ መድረኽ ኣብ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.