Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ ሓዊሱ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ካብ 100 ሺሕ ንዝበልፁ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ ሓዊሱ ኣብ 12 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ካብ 100 ሺሕ ንዝበልፁ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።

ዕድል ስራሕ ካብ ሞንጎ ዝተፈጠረሎም ዜጋታት ድማ እተን ልዕሊ 75 ሚኢታዊ ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተገሊፁ፡፡

እዚ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኩለመዳይ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ከም ሃገር እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ውፅኢታውነቱ ዘርኢ ከምዝኾነ ምግላፁ ካብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.