Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ስደተኛታትን ኣተኣናገድቲ ማሕበራትን ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስደተኛታት፣ ተመዛበልቲን ኣተኣናገድቲ ማሕበራትን ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።

ትግበራ እቲ ፕሮጀክት መንግስቲ ኔዘርላንድ ምስ ስደተኛታትን ኣገልግሎት ተመለስቲን ኢትዮጵያን ካልኦት ሰብኣዊን ኤጀንሲታት ልምዓትን ብምትሕብባር ዝፍፀም ኢዩ ተባሂሉ።

ትግበራ ቀዳማይ ምዕራፍ እቲ ፕሮጀክት ካብ 2020 ክሳብ 2023 ዓ.ም.ፈ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ካልኣይ ምዕራፍ ድማ ሎሚ ዕላዊ ተገይሩ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ተመዛበልቲን  ክፋላት ማሕበረሰብ ኣተኣናገድቲን ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ተረባሕቲ ክኾኑ ኢዮም ተባሂሉ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣምባሳደር ኔዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሄንክ ጃን ባከርን ካልኦት ኣካላትን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.