Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዋደደ ዓቕሚ ብምድንፋዕ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምዝማን ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዋደደ ዓቕሚ ብምድንፋዕ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምዝማን ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ።

ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ “ብልፅግና ተምሳሌት ህንፀፅ ከተማ ግደ ኣመራርሓ፣ ሓላፍነታትን ስብእናታት” ብዝብል ርእሲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስልጠና ሂበን፡፡

እቲ ስልጠና÷ ተለዋዋጢ ባህሪ ከተማ፣ ሕብራውነት፣ ዓለም ለኸ ውድድራትን ማሕለኻታትን ብምፅዋር በዓል ራኢ ኣመራርሓ ንምፍጣር ዝዓለመ ከምዝኾነ ምግላፁ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ የመላኽት፡፡

ኣመራር ብነበርቲ እምነትን ዕግበትን ዝፈጥር ንምግባር፥ ኣብ ስብእናታ ኣመራርሓ ስልጠና ከምዝተውሃበ እውን ተገሊፁ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.