Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 107 ኣባላት ኣኽበርቲ ደንቢ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ“ፓራ ሚሊተሪ” ዝሰልጠኑ 1 ሺሕን 107 ኣባላት ኣኽበርቲ ደንቢ ተመሪቖም።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ተመረቕቲ ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ገሊፀን።

እቲ ምኽባር ደንቢ፥ ብኣወዳድባ፣ ሓይሊ ሰብን ኣሰራርሓን ከምኡውን እታዎታት ንክጠናኸር ገይርና ኣለና ኢለን።

እቶም ተመረቕቲ ናብ ስራሕ እንትኣትዉ ዝተውሃቦም ሓላፍነት ብብቕዓት፣ ተኣማንነትን መንፈስ ኣገልጋሊነትን ንክፍፅሙ እተን ከንቲባ መልእኽተን ኣመሓላሊፈን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.