Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣጣየን ጭልጋን ዝተፈፀመ ተግባር ገበን ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ከባቢ ተላኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣጣየን ጭልጋን ዝተፈፀመ ተግባር ገበን ሰብኣዊን ንዋታዊን ሃፍቲ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ከባቢ ከምዝተልኣኸ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።

ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ገረመው ገብረጻዲቅ ከመዝበልዎ፥ እቲ ጉጅለ ካብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊን ፖሊስን ፌዴራልን ክልልን ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዘካተተ ኢዩ።

እቲ ጉጅለ፥ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብ፣ ኣካል፣ ንብረትን ምምዝባል ነበርቲ ዝበፅሐ ጉድኣት ዘፃሪ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ነዚ ብፍሉይ ትኹረት ንምፅራይ እቶም ትካላት ናይ ሓባር ትልሚ ብምውፃእ ጉጅለ ኣጣይሾም ናብ ተግባር ምእታዎም ሓቢሮም።

ኣብቲ ተግባር ተሳትፎ ዘለዎም ኣካላት ኣበ ቁፅፅር ብምውዓል ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ከምዝፍፀም እውን ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.