Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኤጀርሳ ለፎ ወረዳ በዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 8 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)  ኣብ  ምዕራብ ሸዋ ዞባ ኤጀርሳ ለፎ ወረዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሸሞንተ ሰባት ሕይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ።

ናይቲ ወረዳ ትራፊክ ፖሊስ ተቖፃቫሪ ዋና ሳጂን ፍቃዱ ሙሉጌታ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ ካብ ኣዲስ አበባ ናብ ጊንጪ እንትጎዓዝ ዝነበረ ሚኒባስ ምስ ቅጥቅጥ ኣይሱዙ ተሽከርካሪ ብምልታማ ኢዩ እቲ ሓደጋ ኣጋጢሙ።

ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሸሞንተ ሰባት ሕይወቶም ከምዝሰኣኑ ተዛሪቦም።

ካልኦት ጉድኣት ዝበፅሖም 6 ሰባት ድማ ኣብ ጳውሎስ ሆሲፒታል ሕክምና ይገበረሎም ኣሎ ኢሎም።

መበገሲ እቲ ሓደጋ ይፃረ ከምዘሎ ድማ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.