Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ዘይሕጋዊ ገንዘብ ወፃኢ ሃገር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝተረኸበ ገንዘብ ወፃኢ ሃገር ተታሒዙ።

እቲ ገንዘብ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሞያሌ ኣብ ትጓዓዝ ተሸከርካሪት ተሓቢኡ ከምዝተረኸበ መምርሒ ፖሊስ ከተማ ሻሽመኔ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፁ።

ዝተትሓዘ ገንዘብ ወፃኢ፥ 77 ሺሕን 665 ዩሮን 11 ሺሕን 110 ፓውንድን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዚ ናብ ብር እንትሽረፍ 4 ሚሊየን 868 ሺሕን 262 ብር ከምዝኸውን ተሓቢሩ።

ብጌታቸው ሙለታ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.