Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ቡራዩ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ናይ ዘመትቲ ስድራቤት ሓረስቶት ዝራእቲ ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቡራዩ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ናብ ግምባር ናይ ዝዘመቱ ሓረስቶት ዝራእቲ ኣኪቦም።

ማሕበረሰብ ትምህርቲ፥ ፃውዒት ሚኒስቴር ትምህርቲን ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያን ብምቕባል ኢዩ ዝራእቲ ስድራቤት ዘመትቲ ኣኪቦም ዘለዉ፡፡

ፍልፍል፦ ኮሙኒኬሽን እታ ከተማ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.