Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ጉባኤ ምጥያሽ ሓዱሽ ምምሕዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስረም፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ሳልሳይ ዘዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ ጉባኤ ኣፈ ጉባኤን ቤት ምኽሪን ከንቲባ እቲ ምምሕዳርን ክመርፅ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ብርተር ምምሕዳር ካብ ዝጀመረሉ 2000 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰለስተ ዙር ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ዝሰዓሩ 189 ተወዳደርቲ ወንበር እቲ ቤት ምኅሪ ይርከቡ።

ብእዮናዳብ ኣንዱዓለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.