Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወድዓዊ ሃገራዊ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ይካድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወድዓዊ ሃገራዊ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ይካድ ኣሎ፡፡
ኣብታ ክልል ኣብ ወድዓዊ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት ከምኡ እውን ፖለቲካውን ኩነታት ፀጥታን ዝዝቲ ህዝባዊ ዋዕላ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳ እታ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ፣ ሚኒስተር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጄ ዱጉማን ካብ ኩለን ወረዳታት ክልል ዓፋር ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብን ተረኺቦም፡፡
ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ቤት ዕዮ ርእሰ ምምሕዳር ኢብራሂም መሓመድ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበሉዎ÷ ብጎንፂ ዝዓነዋ ትካላት ወሃብቲ ግልጋሎትን ዝተመዛበሉ ወገናት ኣብ ምጥያሽን ብፍሉይ ትኹረት ክስረሐሉን ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ንክቕረፉ ከምዝተሓተተን ገሊፆም፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.