Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ 8 ሺሕ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ 8 ሺሕ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተገይሩ።

እቲ ሓገዝ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀልን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕራት መንግስታትን ብሓባር ዝገበሩዎ ኢዩ።

ብምዃኑ ድማ ሓገዝ ስርናይ፣ ዘይቲ፣ ጨው፣ ብርሱንን ሓዊሱ ጥረምረ ከምዝተገበረሎም ካብ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ቅድሚ ሕዚ ኣብ ትግራይን ኣምሓራን ዘትፈላለዩ ሰብኣዊ ሓገዛት ምግባሩ ይዝከር።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.