Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወርሒ ጥሪ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወርሒ ጥሪ መሸጢ ችርቻሮ ምህርቲ ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዳስትርን ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ናብ ጣቢያና ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ካብ ምህርቲ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃኢ ናይ ካኦት ምህርቲታት ነዳዲ መሸጢ ዋጋ ብዘለዎ ክቕፅል ኢዩ።

ብመሰረት እዚ፥ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ይሽየጠሉ ካብ ዝነበረ ንሓደ ሊትሮ 28 ብርን 24 ሳንቲምን፤ ኣብ ወርሒ ጥሪ ብ 1 ብርን 8 ሳንቲምን ክንኪ ብምግባር ንሊትሮ 27 ብርን 16 ሳንቲምን ንኽሽየጥ ተወሲኑ ኣሎ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.